Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C.

Call Directions Website Contact the business

Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C. ሆርን ኣፍሪካ ኮንስትራክሽን/ንግዲ/ኢንዱስትሪ ኣ.ማ

🌙እንዃዕ ን 1501 ነቢዩ መሓመድ በዓል ልደት (መውሊድ) ኣብፀሐኩም! 🌙ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ንኹሉኹም ናይ እስልምና እምነት ተኸተልቲ እንዃዕ ...
25/08/2026

🌙እንዃዕ ን 1501 ነቢዩ መሓመድ በዓል ልደት (መውሊድ) ኣብፀሐኩም! 🌙

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ንኹሉኹም ናይ እስልምና እምነት ተኸተልቲ እንዃዕ ኣብፀሓኩም ይብል።

🏢 ናይ ኣባይቲ ዕድል ካብ ሆርን ኣፍሪካ ሪል እስቴት!
ኣብ መቐለ (ሰብዓ ካሬን ዳዕሮን) ንመንበርን ንንግድን ዝውዕሉ ዘመናዊ በዓል 15 ደብሪ ህንፃታት ኣብ ምህናፅ ንርከብ። እዋናዊ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ ኣባይቲ ብ15% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ናትኩም ግበሩ።

🎁 ንዲያስፖራ ወገናትና፦ ብእምነትን ፅፈትን ሰሪሕና ከነረክብ 10% ናይ ዋጋ ምንካይ ገይርና ንፅበየኩም ኣለና።

📞 ይምፅኡን ይደውሉን፦
መቐለ (ዋና ቢሮ)፦ ሰላም ሲቲ ሰንተር 5ይ ፎቕ | 0922455860 / 0914706122
ኣዲስ ኣበባ፦ 22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል መስመር | +251981646278
ሽረ እንዳስላሰ፦ ግብኣስ ህንፃ 3ይ ፎቕ (ቢሮ 31) | +251911936866
ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ ፔጅና Follow & Like ግበሩ! ሕቶታትኩም ኣብ Comment ፅሓፉልና፣ ንዝፈትውዎ ድማ Share ግበሩሎም

23/08/2026

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ሆርን ኣፍሪካ፦
እንቋዕ ንበዓል ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሓኩም ይብል!
ሆርን ኣፍሪካ ሪል እስቴት፡ ኣብ ከተማ መቐለ ዓይኒ ኣብ ዝኾኑ ቦታታት፤ ከባቢ ሰብዓ ካሬን ከባቢ ዳዕሮን ንመንበርን ንንግድን ዝውዕሉ ዘመናዊ በዓል 15 ደብሪ ህንፃታት ኣብ ምህናፅ ይርከብ።
እዋኑ ዝጠልቦ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ ኣባይቲ፡ ብ15 % ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ይውንኑ። ብፍላይ ንዲያስፖራ ወገናትና፡ ብእምነትን ፅፈትን ሰሪሕና ክነረክብ 10 % ናይ ዋጋ ምንካይ ገይርና ንፅበየኩም ኣለና።
📍 ኣድራሻና፦
🏢 ዋና ቤት ፅሕፈት (ከተማ መቐለ)፦
ኣክሱም ሆቴል ውርድ ኢሉ፡ ሕንፃ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ (ደብሪ)።
📱 ስልኪ፦ 0922455860 / 0914706122 / 0342404080
🏢 ቅርንጫፍ ኣዲስ ኣበባ፦
22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል ኣብ ዝወስድ መስመር።
📱 ስልኪ፦ +251981646278
🏢 ቅርንጫፍ ሽረ እንዳስላሰ፦
ግብኣስ ህንፃ፣ 3ይ ፎቕ፣ ቢሮ ቁፅሪ 31።
📱 ስልኪ፦ +251911936866
👇 እዚ ብሉፅ ዕድል ንኻልኦት ንምብፃሕ፦
👍 ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ ፔጅና Follow & Like ግበሩ!
💬 ተወሳኺ ሕቶ እንተለኩም ኣብ Comment ፅሓፉልና!
🔄 ንፈተውትኹምን ስድራኹምን Share ብምግባር ኣካፍሉ!
🌟 ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት!!

🌸🌿 እንኳዕ ንበዓለ ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌿🌸🎉 ዘይሕለፍ ዕድል ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ! 🎉🏢 ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ) ከምኡ'ውን ኣብ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ (ከባቢ 70 ካ...
21/08/2026

🌸🌿 እንኳዕ ንበዓለ ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌿🌸

🎉 ዘይሕለፍ ዕድል ኣብ ሕምብርቲ ከተማ መቐለ! 🎉
🏢 ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ (ከባቢ ዳዕሮ) ከምኡ'ውን ኣብ ክ/ከተማ ዓ/ሓቂ (ከባቢ 70 ካሬ)፡ ንሓፂር ግዘ ዝፀንሕ ብ 10% ፍሉይ ቅናሽ ዘመናዊ ኣፓርታማ (G+15) ክትውንኑ ቀዳሞት ኩኑ!

❓ ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?
✅ ምሉእ ዋንነት፦ ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ!
✅ ምችው ቦታ፦ ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
✅ ተመራፃይ ዋጋ፦ ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
✅ ዘመናዊ ዲዛይን፦ 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።
✅ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ፦ እዋኑ ዝጠልቦ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዘማልአ (ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክን ካልኦትን ዝተማለአሉ)።

💰 ብ 15% ቅድመ ክፍሊት ጥራሕ ወናኒ መንበሪን ንግዲን ሪልስቴት ይኹኑ!
🛏 1 መደቀሲ ፦ ካብ 539,841 ብር ጀሚሩ
🛏 2 መደቀሲ ፦ ካብ 863,004 ብር ጀሚሩ
🛏 3 መደቀሲ ፦ ካብ 1,378,582 ብር ጀሚሩ

✨ እትብህግዎ ገዛኹም ምስ ሆርን ኣፍሪካ ሪልስቴት ብምዃን ጋህዲ ግበሩ! ✨

📍 ኣድራሻና፦
🏢 ዋና ቤት ፅሕፈት (ከተማ መቐለ)፦
ኣክሱም ሆቴል ውርድ ኢሉ፡ ሕንፃ ሰላም ሲቲ ሰንተር፣ 5ይ ፎቕ (ደብሪ)።
📱 ስልኪ፦ 0922455860 / 0914706122 / 0342404080

🏢 ቅርንጫፍ ኣዲስ ኣበባ፦
22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል ኣብ ዝወስድ መስመር።
📱 ስልኪ፦ +251981646278

🏢 ቅርንጫፍ ሽረ እንዳስላሰ፦
ግብኣስ ህንፃ፣ 3ይ ፎቕ፣ ቢሮ ቁፅሪ 31።
📱 ስልኪ፦ +251911936866

👇 እዚ ብሉፅ ዕድል ንኻልኦት ንምብፃሕ፦
👍 ሓደሽቲ ሓበሬታታት ንምርካብ ፔጅና Follow & Like ግበሩ!
💬 ተወሳኺ ሕቶ እንተለኩም ኣብ Comment ፅሓፉልና!
🔄 ንፈተውትኹምን ስድራኹምን Share ብምግባር ኣካፍሉ!

🌟 ሆርን ኣፍሪካ ሪል ስቴት!! 🌟

21/08/2026

🎉 🌻 እንኳዕ ንበዓለ ኣሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐኩም! 🌻 🎉

ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግዲን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ሰናይ ትምኒቱ እናገለፀ፣ ንዓማዊልና ዘሐጉስ "ዓብዪ ብስራት" ሒዝና ምምፃእና ክንገልፅ ንፈቱ! 🏢✨
🤔 ንምንታይ ናይ ሆርን ኣፍሪካ ኣፓርታማን ንግዲ ቦታታትን ይመርፁ?
✅ ምሉእ ዋንነት: ናይ መሬት ሊዝ ክፍሊት ብምሉኡ ብሆርን ኣፍሪካ ዝኽፈል ምዃኑ!
📍 ምችው ቦታ: ኣብ ዝማዕበለ ከባቢ፡ እዋኑ ዝጠልቦ መሰረተ ልምዓት ዝተማለአሉ ምዃኑ።
💰 ተመራፃይ ዋጋ: ዘመናዊ ዲዛይን ምስ ተመጣጣኒ ዋጋ።
🏗️ ዘመናዊ ዲዛይን: 2 ቤዝመንት + ግራውንድ + 15 ደብሪ ዝሓዘ ዘመናዊ ህንፃ።
🌟 ፍሉይነት ህንፃና፦
⚡ ዘተኣማምን ሓይሊ ኤሌክትሪክ: ናይ ባዕሉ 800KVA ጀነሬተርን ትራንስፎርመርን።
💧 ቀረብ ማይ: ናይ ባዕሉ ዓሚቕ ዒላ ማይ (Deep well)፣ ማይ መፃረይን ፓምፕን።
🛗 ሊፍት: 2 ዓበይቲ ዱፕሌክስ ሊፍትን ደረጃን (ካብ ቤዝመንት ክሳብ መወዳእታ)።
🅿️ ፓርኪንግ: ኣብ ቤዝመንትን ኣብ ደገን እኹል ፓርኪንግ ምስ ምችው መእተዊ ራምፕ።
🛡️ ፀጥታ: CCTV ካሜራ ሲስተም ምስ ኮንትሮል ሩም፣ ሓለዋን 24 ሰዓት ድሕንነትን።
📡 ቴክኖሎጂ: MATV (ናይ ቲቪ መስመር)፣ ኔትዎርክ፣ መብረቕ መከላኸሊ።
🧯 ድሕንነት: ዘመናዊ ናይ ሓዊ ባርዕ መጥፊኢ (Fire alarm) ምስ 2 ህፁፅ መውፅኢ።
🌳 ሓምለዋይ ቦታ: 400 ካሬ ዝሽፍን መዘናግዒ ግሪን ኤሪያ።
🗑️ ፅሬት: ዘመናዊ ናይ ደረቕ ጓሓፍ መእለይ (Garbage Chute) ኣብ ኩሉ ደብሪ።
📞 ንዝበለፀ ሓበሬታን ነቲ ሒዝናዮ ዘለና ሓዱሽ ብስራት ንምስማዕን ብስልክና ይደውሉ ወይ ብኣካል ይምፁና!

🏢 ኣድራሻና፡
📍 ዋና ቤት ፅሕፈት (ከተማ መቐለ)፦
ሕንፃ ሰላም ሲቲ ሰንተር (ትሕቲ ኣክሱም ሆቴል)፣ 5ይ ፎቕ።
📱 ስልኪ ቁፅሪ: 0922455860 / 0914706122
📍 ቅርንጫፍ ኣዲስ ኣበባ፦
22 ካብ ጎላጉል ናብ ኣውራሪስ ሆቴል ኣብ ዝወስድ መስመር።
📱 ስልኪ ቁፅሪ: +251981646278
📍 ቅርንጫፍ ሽረ እንዳስላሰ፦
ግብኣስ ህንፃ፣ 3ይ ፎቕ፣ ቢሮ ቁፅሪ 31።
📱 ስልኪ ቁፅሪ: +251911936866

Address

Tigray
Mekelle

Opening Hours

Monday 08:30 - 17:30
Tuesday 08:30 - 17:30
Wednesday 08:30 - 17:30
Thursday 08:30 - 17:30
Friday 08:30 - 17:30
Saturday 08:30 - 00:30

Telephone

+251914706122

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C. posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Horn Africa Construction, Trade and Industry S.C.:

Shortcuts

Share