ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም ዕብየት ብሓባር

25/12/2025
ውጽኢት ምህዞ ውድድር  #ተመዛበልቲ
23/12/2025

ውጽኢት ምህዞ ውድድር #ተመዛበልቲ

ውጽኢት ምህዞ ተወዳደርቲ  #ነበርቲ
23/12/2025

ውጽኢት ምህዞ ተወዳደርቲ #ነበርቲ

23/12/2025
21/11/2025

ናይ ካልኣይዙር ዉድድር ንግዲ ሓሳቡ ኣብ ፖሊ ቴክኒክ ኮለጅ ሓወልቲ ኣክሱም ክካየድ ዝፀንሐ ምዝገባ ክሳብ ሰሉስ ዕለት 16/03/2018 ዓ.ም ከምዝተናወሐ እንዳኣፍለጥና ከምቲ ልሙድ ዘድሊ ሰነዳት ሒዝኩም ክሳብ እቲ ዝተጠቕሰ ዕለት መፂኢኹም ክትምዝገቡ ንሕቡር። ፖሊቴክኒክ ኮለጅ ሓወልቲ ኣክሱም

11/11/2025
ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲድኩም ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዝረኸብኩም ደለይቲ ስልጠና ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም በዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሞያታት ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ...
30/10/2025

ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲድኩም ናብ ኮሌጃት ዘእቱ ነጥቢ ዝረኸብኩም ደለይቲ ስልጠና ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም በዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ሞያታት ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ 5 ብቀትርን ብምሸታውን ሰልጠንቲ ተቀቢሉ ንምስልጣን ምድላዋቱ ወዲኡ ምዝገባ ጀሚሩ ኣሎ መጺኹም ተመዝገቡ። .....ሼር ብምግባር ናብ ኩሉ ነባጽሕ

 #ንደለይቲ ስልጠና
07/11/2024

#ንደለይቲ ስልጠና

13/07/2024

ንኩሉኹም ተመረቕቲ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም እንኳዕ ደስ በለኩም

Address

Axum

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሓወልቲ ኣክሱም posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share